Sun Peak Ethiopia

Sun Peak Ethiopia Targeting Gold & Copper Deposits
In Ethiopia Within the Arabian Nubian Shield

  peak Metal Ethiopia ኣብ 2017 ዓ/ም ፍርቂ ዓመት ካብ ዘፈፅሞም ፀገም ማሕበረሰብ ኣብ ምቅላል ዝሰርሖም ኣስትዋፅኦ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን  #ፅገና ፅርግያ ዕዳጋ ሕብረ...
14/02/2025

peak Metal Ethiopia
ኣብ 2017 ዓ/ም ፍርቂ ዓመት ካብ ዘፈፅሞም ፀገም ማሕበረሰብ ኣብ ምቅላል ዝሰርሖም ኣስትዋፅኦ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን

#ፅገና ፅርግያ ዕዳጋ ሕብረት ናብ መይሊ ዝወስድ ፅርግያ ኣሰታት 18ኪሜ ናይ መንገዲ ፅገና ተኻይድሉ እዩ።

# ካብ ሽረ ክሳብ ሰመማ ዝወስድ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ምስ ምምሕዳር ታሕታይ ቆራሮ ብምዃን ኣካይድና።

#ካብ ሰመማ ክሳብ መደባይ ጠረር ዝወስድ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብምክያድ ኣብ ፀገም መንገዲ ኣብ ምቅራፍ ኣብ ሕብረተ ሰብ ቅልጡፍ ናይ ትራንስፖርት ንኽረኽቡ ብ ምግባር ኣብዚ ዓመት ካብ ዘፈፀምናዮም ዓወታት ብውስን እዩ ።

ኣብ ቀፃሊ ኣብ እንገብሮም ጎናጎኒ ስራሕትና ኣብ ሕብረተ ሰብ ችግር ኣብ ምቅራፍ (Cooprative social Responsibility ) ብልዑል ከምንፍፅም ካብ ዝሓለፈ ብምምሃር ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ መሳጋገሪ እዩ።

ኣብ ናይ ስነ ከባቢ(Enviromental Protection Authority ) ዝወፁ መምርሕታት ይኹን ደንብታት peak Metal ከም ዓብይ መደብ ብምሃብ እናሰራሕናሉ ንርከብ።



_Environment
-Responsibility

 #ትካልና ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሰርሖም  ናይ ልምዓት ስራሕቲ  peak Metal Ethiopia #ሰመማ _መደባይ ጤረርካብ ሰመማ ክሳብ መደባይ ጤረር ዝወስድ ፅርግያ   Metal corp ፅገና ...
14/02/2025

#ትካልና ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሰርሖም ናይ ልምዓት ስራሕቲ
peak Metal Ethiopia
#ሰመማ _መደባይ ጤረር
ካብ ሰመማ ክሳብ መደባይ ጤረር ዝወስድ ፅርግያ Metal corp ፅገና ተገይሩሉ። እዚ ዝተገብረ እቲ ትካል ናይቲ ከባቢ ነበርቲ ቅልጡፍ ናይ ትራንስፖርት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ እዩ። እዚ ፅገና ፅርግያ ኣብ ምቅላል ናይ ማሕበር ሰብ ችግር ዓብይ ኣስተዋፅኦ ከም ዘለዎ ይፍለጥ።
ቅድሚ ሰሙናት ናይ ዕዳጋ ሕብረት መይሊ ፅገና ፅርግያ ከምዝተገበረሉ ከምኡውን ካብ ሽረ ናብ ሰመማ ዝወስድ ፅርግያ ምስ ምምሕዳር ታሕታይ ቆራሮ ምስ peak Metal Ethiopia ብምትሕብባር ፅገና ከም ዝተገበረሉ ይዝከር።ኣብ መሰረታዊ ናይ ህዝቢ ፀገም ኣብ ምፍታሕ ድሕሪት ዘይብል ህዝባዊ ትካል እዩ።
peak Ethiopia


14/02/2025

Address

Bole Sub City, Woreda 03
Addis Ababa
2438

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sun Peak Ethiopia posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category