Kevi Goyta Tigray

Kevi Goyta Tigray ሰላም ጥራይ ትግራይ ዓደይ 🤌🫶 ✌️

05/06/2026


Agame #ዓደይ 🧡💛

and

30/05/2026

PSG 🔥
ኣብ ዝከደ ከይዱ
ዓወት እዩ ልማዱ
💪
ትኪድ‼️

ምስ ሞኬ ዕንቍ ባሕሪ 😍 Mekonnen Gebreanenia Agame ኣብ ዝከደ ከይዱዓወት እዩ ልማዱዓወት ንወልዋሎ ቢጫ ጋሻ ውሑጅ
30/05/2026

ምስ ሞኬ ዕንቍ ባሕሪ 😍
Mekonnen Gebreanenia

Agame ኣብ ዝከደ ከይዱ
ዓወት እዩ ልማዱ

ዓወት ንወልዋሎ ቢጫ ጋሻ ውሑጅ

ድምፅና ተሰሚዑ 😋
30/05/2026

ድምፅና ተሰሚዑ 😋

ናይ ትግርኛ ንጉስ ሰለሙን ሃይለ ❣️🤝

ኣልበም ክትሰደልና ንፅበ ክቡር 💪

ስሎሙን ሃይለ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተወሊዱ ዓብዩ። ትምህርቱ ካብ 1ይ ክሳብ 9ይ ክፍሊ ኣብ ዓዲግራት ተማሂሩ። ካብ 9ይ ክሳብ 12 ከዓ ኣብ ኣዲስኣበባ ተማሂሩ ወዲኡ እዩ። ስሌ ናይ university ነጥቢ መፅዩሉ ነይሩ እዩ! ግን ሙዚቃ ኣሽኒፉኒ ይብል።

ት/ቲ ናናማን እቲ ኣብ life ለድልየና ዓብዪ ነገር እዩ። ት/ቲ ልገንዘብ ወይ ናብራኻ ልሐሽ ልምግባር ጥራሕ የኾነይ ልጠቅም ኣተሓሳስባኻ ይቅይረካ የረጋግዐካ ለ እዩ ይብል ስሌ። ተምሃሩ ኣቱም ህዝቢ😊

ስሎሙን ካብ ብንእሽተዩ እዩ ሙዚቃ ክራር ምውቓዕ ልፎቲ ነይሩ። ጎኒ ጎኒ ትምህርቱ ክራር ለ ብ11 ዓመቱ ብደምቢ ክኢሉዋ ኣብ 14 ዓመቱ ለ #ገዛና ትብል ደርፉ ግጥምን ዜማን ስሪሑ እዩ። ዳሕራይ ኣ/ኣ ምስ መፀ ከዓ 1994 ዓ.ም ወሲኹ ኣልበም ገይሩ ደርፉዋ እዩ ብጣዕሚ ለ ተስሚዓትሉ እያ።
"ዕድመ ንእስነተይ እታ ዘሕለፍኩላ
ምስ ኣቦይ ምስ ኣደይ ዝዓበኹላ
ናይ ቀደም ገዛና ኣነስ ናፊቐያ" ናበለ ይቕፅል ኣፍቱ ክሊፕ ዘለው ለ ብጣዕሚ ልፎትያ ሓትነይ ምስ ስድራኣ እያ ይብል።

ስሌ 3ተ ኣልበሙ ኩለን ግጥምን ዜማን ናይ ባዕሉ እየን። በዓልቲ ቤተይ ለ ኣብ ስለስቲአን ኣልበም ኣብ ጎነይ ኮይና ሓጊዛትኒ እያ፤ ደርፊ ክስርሕ ተለኹ ብጣዕሚ ደኺመ ሓሲበ እየ ልስርሖ ልቅርሺ ኢለ የኾንኩይ ልስርሖ ህዝቢ ይፎትዮ ዶ ኢለ እምበይ፤ ደርፈይ ኣብ ስብ ኣትዩ ክቐሪ ይደሊ እየ ይብል። ተሳኺዑልካ እዩ ክቡረይ ኣብ ደምና ኣትዩ እዩ ደርፍኻ❤🙌

ኣታኽልቲ ሃ/ሚካኤል ብጣዕሚ እየ ልፎትዮ ካብኡ ልተልዓለ ትብል ደርፉ ደጊመ ደሪፈያ እየ ይብል። "ኣያ በየነ ኮርዮም ድዮም ከይዶም ናቶም ዘይኮነ" ስሌ ጌታቸው ስሑል፣ ኪሮስ ኣለማዩ፣ ኣታኽልቲ ካብ ልበይ ልፎትዮም ኣብ ደርፊ ትግርኛ ብዙሕ ለበርከቱ ስባት እዮም። ኣነለ ልኦም ተኸቲለ ሓደ እርምጃ ምኻድ እዩ ሓስበይ ትግርኛ ልምዕባይ ይብል።
ሴሌ #ኤልያስ መልካ ይፎትዮ እየ ናዩ ስራሕቱ ግጥሙ ዘመን ተሽጋር እዮም ኢሉ ክልተ ፅሩያት😭❤

ስሌ 3ተ ኣልበም ኣለውኡ ንፅል ዜማ ለ ብዙሕ እዩ። ካብኣተን ንእሽተይ ደርፉ፦ ሽኮሪና፣ በዓልቲ ማዕዶ፣ ንዒ ባባ፣ ልሳነይ፣ ገዛና፣ እምብለይ፣ ስውንዋኖ፣ ልዋመይ፣ ግርማ ከዋኽብቲ፣ ዕምበባ፣ዚሪሪ፣ ኣኖናይ፣ ወለሎ፣ ብሌነይ......


ግርማ ከዋኽብቲ ጹሩራ ትመስል ጹሩራ
ርኢኻ ዘይትሕለፍ ንኢድኻ ዘይትፀግባ
ሪአ ሕልፊ ፍጥረት ፈልዩ ዝፈጠራ
ኣፍቂረ ውቅብቲ ደፊረ ዘይነግራ...

#ዚሪሪ፦
ክእብደኪ ሓቑፈ ገበናየ
ከይትወድቂ ደጊፈ ዘለላየ
ባዕለይ ዘይንፀፈልኪ
ኩለመናይ ገዲፈ
ክንደይ ኢልኪ ጓለይ ትኽእሊ
ናነደድክስ ተስተዋዕሊ.....

#ብሌነይ፦
መዓርገይ ናተይ መዓርገይ ናተይ ግርማ
መዓርገየ ክውንነኪ እየ ኣብ ከተማ
ኣነ ናትኺ ኣብሳ ኣነ ናትኪ ማስቃ ከይኮነኒ ኒዶ
ኣነ ናታኪ ኣብሳ ኣነ ናትኪ ማስቃ ከይኮነኒ ጋዶ
ጌጋይ ይኽላኣለይ እንተበልኩኽስ ይውሓጠልኪ ዶ.....

#ሽኮሪና፦
ክንፊ ኣውፂኣ ክትነፍር
ክኸድ ብስማይ ትደሊ
ብኣፋ ንጎጆኣ ሳዕሪ ክትኣሪ

ፀሊኣቶ ሱቕ ኢላ ስብ መሲልካ ሂወት
ናብራ ዒፍ ትምነ ናብራ ናይ ረጋቢት
ኩሕለይቲ ወይዘሮ ኪኖ ፅምዋ ዘመዳ
ኩሕለይቲ ወይዘሮ ልባ ምድረ በዳ....

ይኣኽለኒ ከይበዝሐኩም ፅሩያት😊❤ ስሎሙን ግን ኣይትድገምይ ክቡረይ🙌❤

  ኣብ ምድረ ገነት ሽረ ተወሊዱ ዝዓበየ እንትኮን።ሐዚ ኣብ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ክለብ ኩዕሶ እግሪ እናተጫወተ ዝርከብ ብሉፅ ናይ ማእከል መስመር ተከላካሊ እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ፕሪሚየ...
28/05/2026

ኣብ ምድረ ገነት ሽረ ተወሊዱ ዝዓበየ እንትኮን።ሐዚ ኣብ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ክለብ ኩዕሶ እግሪ እናተጫወተ ዝርከብ ብሉፅ ናይ ማእከል መስመር ተከላካሊ እዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘለው ተከላከልቲ ብዝለዓለ ብቅዓትን ናይ ሰውነት ኣቋምን ዝወዳደሮ ዘይብሉ ቁልፊ ተጫዋቲ እዩ።

ነፃነት ናይ ሜዳ ጨወታ ምንባብ(game reading ) ብዝተረጋግዐ ናይ ምክልካል ዓቅሙን ኣብ ወሰንቲ ሰዓታት ዘርእዮም ናይ ጋንታ መሪሕነት(ሓለቃ ጋንታ) ክእለቱን ናይ ጋንታ ወልዋሎ ምክልካል መስመርን ዓብዪ ግደ ዘለዎ ተጫዋታይ እዩ።

ካብ ምክልካል ስርሑ ብዝዘለለ ካብ ኩዕናዕ ዝተሻገሩ ኩዕሶ ናብ ተጋጠምቲ ጎል ክልል ብምፅጋዕ ወሰንቲ ጎልል ብምቁፃር ፍሉይ ክእለት ኣለዎ።

ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ቡድን ተከላካሊ መስመር እውን ዝበለፀ ጠንካራን ዝተቀናጀየ ንምግባር ነፃነት ገብረመድሂን ብክእለቱን ብዘርእዮ ዘሎ ልምድን ብቅዓትን ጋንታ ኢትዮጵያ መፀዋዕታ ክትገብረሉን ክፅንበርን ይግባእ።

✍️ Goyta Agame

25/05/2026

እንኳዕ ደስ በለና 🔥💪💪💪

ወልዋሎ 7 - 6 መቐለ

ዓጋመ ናይ ሰሜን ንጉሳት 👑

እንኳዕ ደስ በለና 🔥💪💪💪  ናብ ዋንጫ ሓሊፍና ኣለና ብፔናሊቲወልዋሎ 7  - 6 መቐለ ዘዕበየትኒ ወለሎዓዲ ጀጋኑ ዓደይ ወልዋሎ ዓጋመ ኣብ ዝከደ ከይዱ ዓወት እዩ ልማዱ ዓጋመ ናይ ሰሜን ንጉ...
25/05/2026

እንኳዕ ደስ በለና 🔥💪💪💪
ናብ ዋንጫ ሓሊፍና ኣለና

ብፔናሊቲ
ወልዋሎ 7 - 6 መቐለ

ዘዕበየትኒ ወለሎ
ዓዲ ጀጋኑ ዓደይ ወልዋሎ

ዓጋመ ኣብ ዝከደ ከይዱ
ዓወት እዩ ልማዱ

ዓጋመ ናይ ሰሜን ንጉሳት 👑
ኩሉ ጊዜ ሓደ ወልዋሎ
Goyta Agame 🔥

Address

Adigrat

Telephone

0919002991

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kevi Goyta Tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share