Senay App

Senay App Software Programmer and Developer

LIKE,SHARE AND SUBSCRIBE FOR MOR VIDEOS
30/10/2020

LIKE,SHARE AND SUBSCRIBE FOR MOR VIDEOS

ሰላም ኩቡራትን ኩቡራንን ናይ ያም ቲቪ ቻናል ተከታተልትና ያም ቲቪ ዝተፈላለዩ መምሀርትን መሀደስትን ከም ሙዚቃታት፣ሓፀርቲ ድራማ፣ተከታተልቲ ድራማ፣ሙሉእ ፊልሚ፣ናይ ቴሌቬዥን መደ.....

Subscribe and share Mullex Workout
18/06/2020

Subscribe and share Mullex Workout

subscribe mullex workout for more videos tnx...

15/02/2020

System admins are responsible for the daily management, upkeep and configuration of computer systems of an organization or business. This includes installing and managing desktop and laptop computers,

ኣብዚ ሐዚ እዋን ምጭብርባራት ይበዝሕ ስለዘሎ ኣብ መረባ ፎስቡክ ኮሌጅኩም ክተፋልጡ እንከሉኹም ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ካብ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ዝተዋሃበኩም ፍቓድ ኣፍልጦ 'ውን ኣሪኡና ኢ...
23/09/2019

ኣብዚ ሐዚ እዋን ምጭብርባራት ይበዝሕ ስለዘሎ ኣብ መረባ ፎስቡክ ኮሌጅኩም ክተፋልጡ እንከሉኹም ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ካብ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ዝተዋሃበኩም ፍቓድ ኣፍልጦ 'ውን ኣሪኡና ኢልኩም ብውሽጢ መልእኽቲ ብተደጋጋሚ ንዝሓተትኩምና
ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ብኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂን ማናጅመንትን: ኣውቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ: ኣካውንቲንግና ፋይናንስ: ማናጅመንት: ማርኬቲንግ ማናጅመንት ካብ HERQA ዝተወሃበና ፍቓድ ኣፍልጦ ኣቕሪብና ኣለና! ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ኮሌጅና ሬጂስትራር ቢሮ ብኣካል መፂኦም/አን ይርከቡና/ባና ወይ ድማ ብ 0342-415336 ኣብ ስራሕ ሰዓት ይደውሉልና!

2ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤማሕበር ውልቀ መሰልጠኒ ትካላት ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይኣብ ፕላኔት ሆቴል መስከረም 10 / 2012 ዓ.ም ብዝለዓለ ድምቀት ክሳለጥ እዩ::ኣብዚ መድ...
20/09/2019

2ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ
ማሕበር ውልቀ መሰልጠኒ ትካላት ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ
ኣብ ፕላኔት ሆቴል መስከረም 10 / 2012 ዓ.ም ብዝለዓለ ድምቀት ክሳለጥ እዩ::
ኣብዚ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታዊ ትካላት: መራሕቲ ሃይማኖት: ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ዝተረኸብሉ
ኣብ ዙርያ ፅሬት ትምህርቲ ግደ ውልቀ ኮሌጃት ኣመልኪቱ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ክቐርብ እዩ::

04/06/2019

Python ❤️
Java 😂
PHP 😮
C++ 😭NET 😠
C/C # 👍

Address

16
Mekelle
5000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Senay App posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Senay App:

Share