Messebo Cement Factory PLC

Messebo Cement Factory PLC Messebo Cement Factory Private Limited Company (MCF PLC) is one of the EFFORT Companies in Tigray .

ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ !===============================ኣብ ጋና  ከተማ ኣክራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24  ሻምፒዮና ኣፍሪካ  ኣባል ጋንታ ኣ...
16/05/2026

ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ !
===============================
ኣብ ጋና ከተማ ኣክራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነት ኣትሌት ስምረት በርሀ ኣብ ሓፂር ግዘ ንሃገር ብምውካል ብ15/05/2026 ኣብ ዝተገበረ 10,000 ሜትር ውድድር ምስ ብዙሕ ልምዲ ዘለወን ኣትሌታት ተወዳዲራ 5ይ ደረጃ ሒዛ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኾይና ።

face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )-
Website -https://www.messebocement.com/




  24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ።ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድ...
10/05/2026



24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ።

ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድር ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ምስ ቀመር ልቃሕን ዕቋርን ፀዋተአን ዘካየዳ ኰይነን 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ጋንታ ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ብዘዋህለሎቶ ድምር ውፅኢት ሻምፕዮን እቲ ምድብ ኰይና።

ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፀዋታ ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ስሚንቶ ፍብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ ፋብሪካ መሰቦ ንዕብየት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝጀመሮ ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም።

face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )-
Website -https://www.messebocement.com/





    ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ  ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ። መሰል ሰራሕተኛታት ምኽባር መሰረት ኢ...
07/05/2026



ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ።

መሰል ሰራሕተኛታት ምኽባር መሰረት ኢንዳስትሪ ሰላምን መፍረያይነትን እዩ ብዝብል ቴማ ሎሚዘበን ንመበል 51 ገዜ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሸቃሎ እንትዝከር ዓንድሕቆ ኢንዳስትሪ ሸቃላይ (ሰራሕተኛ ) ምዃኑ ተገንዚቡ መሰልን ድሕንነትን ሰራሕተኝኡ ዘኽብር ኢንዳስትሪ ንምፍጣር ፣
ሸቃላይ መሰሉን ግቡኡን ፈልዩ ግቡኡ ክፍፅምን ንመሰሉ ጠጠው ክብልን ፤ኣብ ምስሳን መፍረያይነትን ምስፋን ኢንዳስትርያዊ ሰላም ሰራሕተኛን በዓል ዋና ኢንዳስትሪን ተዋዲዶምን ተደጋጊፎምን ዝሰርሑሉ ባይታ ኣብ ምፍጣር ክስራሕ ከምዝግበኦ ድማ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ ።

face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )-
Website -https://www.messebocement.com/


ብሽክሌተኛ   ኣብ መድረኽ ዓለም ዳግም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቢ====================================ብሽክሌተኛ ብዛዮሁ ተስፉ  #ቀዳማይ ደረጃ  ብምሓዝ ተዓዋቲ ታሽዓይ ...
25/04/2026

ብሽክሌተኛ ኣብ መድረኽ ዓለም ዳግም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቢ
====================================

ብሽክሌተኛ ብዛዮሁ ተስፉ #ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዋቲ ታሽዓይ መድረኽ ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026 ኮይኑ።

ቕንያቱ ኣብ ሃገረ ኣልጄሪያ እንዳተኻየደ ዝርከብ ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026፡ ሎሚ ቐፂሉ ታሽዓይ መድረኽ ውድድሩ 112.4 ኪሎ ሜትር ኣካይዱ፡ ንኣልጄሪያዊት ጋንታ ማዳር ፕሮ ሳይክሊንግ ቲም ወኪሉ ዝሳተፍ ዘሎ ትግራዋይ ፋርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ ዝኾነ ብሽክሌተኛ ብዛዮህ ተስፉ ዕዉት እዛ መድረኽ ኾይኑ።

ታሽዓይ መድረኽ ኣብ በሪኽ ቦታ ዝተዛዘመትን ፈታኒትን መድረኽ ዝነበረት እንትኾን፡ ብሽክሌተኛ ብዛዮህ ተስፉ ብዝገርም ብቕዓት ተዋዒቱላ እዩ።

ብዛዮህ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደት ሻምናይ መድረኽ'ውን ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ብሉፅ ውፅኢት ኣመዝጊቡ እዩ።

ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026 ፅባሕ ሰንበት ዓስራይን መወዳእታን መድረኹ ብምክያድ ክዛዝም እዩ።

#ዮናስ ፍቓዱ

face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )-
Website -https://www.messebocement.com/


ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ  ዝኾነ ብሽክሌተኛ   ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ========================================ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ...
24/04/2026

ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ብሽክሌተኛ ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ
========================================
ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ጅግና ተቐዳዳማይ ብዛዮህ ተስፉ (Bizaye Tesfay) ንዓለምለኸ ጋንታ Madar Pro Cycling Team ወኪሉ ኣብ ዝሳተፈሉ ዘሎ ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026፡ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቡ ውዒሉ!

ሎማ ኣብ ዝተኻየደ 8ይ መድረኽ እቲ ቱር ካብ ሼየፍ ናብ ሃማም ሪግሃ (125.4 ኪ.ሜ)ዝሸፈነ ውድድር ብዛዮህ ምስቲ ውሩይ ተቐዳዳማይ ቤልጂየም ዮርቤን ላውርይሴን (ካብ ጋንታ Tarteletto-Isorex) ብምግጣም፡ ክሳብ መወዳእታ ካልኢት ዝተሓንሓነሉ ብርቱዕ ውድድር 2ይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ።

እዚ ውፅኢት ንመላእ ኣብቲ ዓውዲ ዘለው ተቀዳደምቲ ብሸክሌታ ሓበንን ተስፋን ዝፈጥር እዩ ክብል ኣሰልጣኒ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ መንእሰይ ክብሮም ትክቦት ገሊፁ።

face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )-
Website -https://www.messebocement.com/


ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ
11/04/2026

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ

04/04/2026

Subscribe ይግበሩ! # ይግበሩ!©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን Any unauthorized use, c...

26/03/2026

Address

Messebo
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Messebo Cement Factory PLC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share