RORA Engineering PLC

RORA Engineering PLC This page is created to promote our services and get easily communicate with our customers.

ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ትንሳኤ 2018 ኣብፀሐኩም እናበለ በዓል ትንሳኤ ናይ ሰላም፣ ናይ ሓጎስ፣ ናይ ፍቕሪ ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒ...
12/04/2026

ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ትንሳኤ 2018 ኣብፀሐኩም እናበለ በዓል ትንሳኤ ናይ ሰላም፣ ናይ ሓጎስ፣ ናይ ፍቕሪ ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።

Project: G+3 Residential BuildingArea: 175sqmLocation: Mekelle, AyderConsultant: RORA Engineering PLC
11/04/2026

Project: G+3 Residential Building
Area: 175sqm
Location: Mekelle, Ayder
Consultant: RORA Engineering PLC




ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ንኹለኹም ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና። ዒድ ሙባረክ!11-07-2018
20/03/2026

ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ንኹለኹም ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና። ዒድ ሙባረክ!

11-07-2018

19/01/2026

ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ጥምቀት 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም።

ርሑስ በዓል ልደት!መልካም ገና!Happy Christmas!
07/01/2026

ርሑስ በዓል ልደት!
መልካም ገና!
Happy Christmas!

21/10/2025
💥ዘሐጉስ ዜና💥💥ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብፀሐካ እናበለ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም፣ ናይ ራህዋ ፣ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ዕብየት ክኾ...
11/09/2025

💥ዘሐጉስ ዜና💥

💥ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብፀሐካ እናበለ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም፣ ናይ ራህዋ ፣ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ዕብየት ክኾነሉ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።

💥በዚ ኣጋጣሚ እዚ ትካልና ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ እናተዋፀአ ዝመፀ ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ ፤ ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ድማ ን ሓሙሽተ (5) ሰባት ነፃ ናይ ሞያ ግልጋሎት /ናይ ህንፃ ዲዛይን ስራሕ/ ንምሃብ ወሲኑ ኣሎ።

💥በዚ መሰረት እዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ረቛሕታት እተማልኡ ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ ክትኮኑ እትደልዩ ወገናት ኣብ ማረት ፊት ለ ፊት ኢንፊኒቲ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251 914762202/ +251 913826425 ብምድዋል ሓበሬታ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።

●ዓይነት ግልጋሎት:
~መንበሪ

●ስፍሓት ቦታ:
~200 ካሬን ካብኡ ንታሕትን

●ቁመት ህንፃ:
ቪላ ክሳዕ G+1

●ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ:
~ስድራ ስውኣት
~ጉድኣት ኵናት

ነቲ ረቛሒ ዘማልኡ ቀዲሞም ዝመፁ ወገናት ነቲ ዕድል ተጠቀምቲ ይኾኑ።

እዚ ዕድል ናብ ብዙሕ ሰብ መታን ክበፅሕ ንበሎ

🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት! 🌻🌻🌻🌻🌻🌻 መልካም አዲስ አመት!🌻🌻🌻🌻🌻🌻Happy New Year!🌻🌻🌻
10/09/2025

🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት! 🌻🌻🌻
🌻🌻🌻 መልካም አዲስ አመት!🌻🌻🌻
🌻🌻🌻Happy New Year!🌻🌻🌻

ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል 1500 ጊዜ ዝኽበር በዓል መውሊድ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ይምነ። በዓል መውሊድ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ሰላም፣ ናይ ምትሕግ...
04/09/2025

ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል 1500 ጊዜ ዝኽበር በዓል መውሊድ ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ይምነ። በዓል መውሊድ ናይ ፍቕሪ፣ ናይ ሰላም፣ ናይ ምትሕግጋዝ፣ ናይ ዕብየት ይግበረልኩም።

ዒድ ሙባረክ!

ሮራ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማ

ርሑስ በዓል ቅነ ኣሸንዳ!
22/08/2025

ርሑስ በዓል ቅነ ኣሸንዳ!

Address

Hawelti Subcity
Mekelle
251

Telephone

+251984404442

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when RORA Engineering PLC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to RORA Engineering PLC:

Share