Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C.

Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C. ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን/ንግዲ/ኢንዱስትሪ ኣ.ማ

ንመላእ ስዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን ዒድ ኣልኣድሃ - ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌙ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊል...
26/05/2026

ንመላእ ስዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን ዒድ ኣልኣድሃ - ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌙

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ኣብ ክ/ከ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ)፡ ብ 10% ፍሉይ ቅናሽ ዘመናዊ ኣፓርታማ (G+15) ክትውንኑ ቀዳሞት ኩኑ!
💥 ብ 15% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ወናኒ መንበሪን ንግዲን ሪልስቴት ይኹኑ! 💥
🔹 1 መደቀሲ ➡️ 539,841 ብር ጀሚሩ
🔹 2 መደቀሲ ➡️ 863,004 ብር ጀሚሩ
🔹 3 መደቀሲ ➡️ 1,378,582 ብር ጀሚሩ
እትብህግዎ ገዛኹም ምስ ሆርን ኣፍሪካ ሪልስቴት ብምዃን ጋህዲ ግበሩ! ⏳ እዚ ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ዕድል እዩ፣ ሳይት ንምዕዛብ ሕዚ ደውሉ!
📍 ኣድራሻ: ኣክሱም ሆቴል ውርድ ኢሉ፡ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ።
📞 ስልኪ: 0914706122 / 0342404080
👇 እዚ ብሉፅ ዕድል ንኻልኦት ንምብፃሕ:
👍 ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ ፔጅና Follow & Like ግበሩ!
💬 ተወሳኺ ሕቶ እንተለኩም ኣብ Comment ፅሓፉልና!
🔄 ንፈተውትኹምን ስድራኹምን Share ብምግባር ኣካፍሉ!

ዒድ ሙባረክ! 🌙

ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት!!

🎉 ብስራት ንኽቡራት ዓማዊልና ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሽረ እንዳስላሰን! 🎉ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ንግልጋሎት መሸጣ ሪል ስቴት ዝውዕሉ...
26/05/2026

🎉 ብስራት ንኽቡራት ዓማዊልና ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሽረ እንዳስላሰን! 🎉

ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ንግልጋሎት መሸጣ ሪል ስቴት ዝውዕሉ ሓደሽቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሽረ እንዳስላሰን ብዕሊ ከምዝኸፈተ ክሕብር እንተሎ ብታሕጓስ እዩ! 🏢

ዘመናውነትን ፅሬትን ዘጣመሩ፡ ንመንበሪ ዝምቹዉን ንኢንቨስትመንት ዘዋፅኡን ኣባይቲ ሪል ስቴትና ብቐረባ ንምዕዳግን ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብን ኣብ ቀረባኹም ናብ ዝኸፈትናዮም ኣብያተ ፅሕፈትና ብኣካል ክትመፁ ብኽብሪ ንዕድም።

📍 ቅርንጫፍ ኣዲስ ኣበባ፦
ዝርከበሉ ቦታ/ህንፃ፦ [ኣዲስ ኣበባ 22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል ኣብዝወስድ መስመር]
ስልኪ ቁፅሪ፦ 📞 [+251981646278]

📍 ቅርንጫፍ ሽረ እንዳስላሰ፦
ዝርከበሉ ቦታ/ህንፃ፦ [ሽረ እ/ስላሰ ግብኣስ ህንፃ 3ይ ፎቕ ቢሮ ቁፅሪ 31]
ስልኪ ቁፅሪ፦ 📞 [+251911936866]

ሕዚ እውን ከም ወትሩ ንዓማዊልና ብዝበለፀ ንምግልጋል ቆሪፅና ተላዒልና ኣለና! መፂኹም ዑደት ክትገብሩን ሕልምኹም ዝኾነ ገዛ ክትረክቡን ማዕፆና ክፉት እዩ። 🤝

ሆርን ኣፍሪካ - መፃኢኹም ብምትእምማን ንሃንፅ!

23/05/2026

🌟 ዘሕጉስ ብስራት ንደለይቲ ናይ መንበሪን ንግዲን ሪልስቴት!! 🌼
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?
✅ ምሉእ ዋንነት: ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ።
✅ ምችው ቦታ: ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
✅ ተመራፃይ ዋጋ: ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
✅ ዘመናዊ ዲዛይን: 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።
ፍሉይነት፡
🔌 ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክ: ናይ ባዕሉ 800KVA ጀነሬተርን ትራንስፎርመርን።
💧 ቀረብ ማይ: ናይ ባዕሉ ዓሚቕ ዒላ ማይ (Deep well)፣ ማይ መፃረይን ፓምፕን።
🛗 ሊፍት: 2 ዓበይቲ ዱፕሌክስ ሊፍትን ደረጃን (ካብ ቤዝመንት ክሳብ መወዳእታ)።
🅿️ ፓርኪንግ: ኣብ ቤዝመንትን ኣብ ደገን እኹል ፓርኪንግ ምስ ምችው መእተዊ ራምፕ።
🛡 ፀጥታ: CCTV ካሜራ ሲስተም ምስ ኮንትሮል ሩም፣ ሓለዋን 24 ሰዓት ድሕንነት።
📡 ቴክኖሎጂ: MATV (ናይ ቲቪ መስመር)፣ ኔትዎርክ፣ መብረቕ መከላኸሊ።
🔥 ድሕንነት: ዘመናዊ ናይ ሓዊ ባርዕ መጥፊኢ (Fire alarm) ምስ 2 ህፁፅ መውፅኢ።
🌳 ሓምለዋይ ቦታ: 400 ካሬ ዝሽፍን መዘናግዒ ግሪን ኤሪያ።
🗑 ፅሬት: ዘመናዊ ናይ ደረቕ ጓሓፍ መእለይ (Garbage Chute) ኣብ ኩሉ ደብሪ።
ንዝበለፀ ሓበሬታን ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ሓዱሽ ብስራት ንምስማዕን ተወከሱና!
ዝርዝር ዋጋ ኣብ ኮመንት ኣለኩም👁️‍🗨️
📍 ኣድራሻና፡
ከተማ መቐለ፣ ትሕቲ ኣክሱም ሆቴል፣ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ።
📞 ስልኪ ቁፅሪ:
0922455860
0914706122

19/05/2026

🚨 ዘይሕለፍ ዕድል ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ! 🏢✨
ኣብ ክ/ከ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ)፡ ብ 10% ፍሉይ ቅናሽ ዘመናዊ ኣፓርታማ (G+15) ክትውንኑ ቀዳሞት ኩኑ!
💥 ብ 15% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ወናኒ መንበሪን ንግዲን ሪልስቴት ይኹኑ! 💥
🔹 1 መደቀሲ ➡ 539,841 ብር ጀሚሩ
🔹 2 መደቀሲ ➡ 863,004 ብር ጀሚሩ
🔹 3 መደቀሲ ➡ 1,378,582 ብር ጀሚሩ
እትብህግዎ ገዛኹም ምስ ሆርን ኣፍሪካ ሪልስቴት ብምዃን ጋህዲ ግበሩ! ⏳ እዚ ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ዕድል እዩ፣ ሳይት ንምዕዛብ ሕዚ ደውሉ!
📍 ኣድራሻ: ኣክሱም ሆቴል ውርድ ኢሉ፡ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ።
📞 ስልኪ: 0914706122 / 0342404080
👇 እዚ ብሉፅ ዕድል ንኻልኦት ንምብፃሕ:
👍 ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ ፔጅና Follow & Like ግበሩ!
💬 ተወሳኺ ሕቶ እንተለኩም ኣብ Comment ፅሓፉልና!
🔄 ንፈተውትኹምን ስድራኹምን Share ብምግባር ኣካፍሉ!
ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት!!

17/05/2026
🎉 ዘይሕለፍ ዕድል ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ ! 🎉ኣብ ከተማ መቐለ ዘመናዊ ኣፓርታማ ሪል ስቴት ምሻጥ ጀሚርና ኣለና! ኣብ ክ/ከ/ሓወልቲ፡ኣብ ኣዝዩ ዝለምዐ ከባቢ ዳዕሮ፡ 2B+G+15 (በዓል...
16/05/2026

🎉 ዘይሕለፍ ዕድል ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ ! 🎉
ኣብ ከተማ መቐለ ዘመናዊ ኣፓርታማ ሪል ስቴት ምሻጥ ጀሚርና ኣለና! ኣብ ክ/ከ/ሓወልቲ፡ኣብ ኣዝዩ ዝለምዐ ከባቢ ዳዕሮ፡ 2B+G+15 (በዓል15 ደብሪ) ህንፃ ምቹው ኣፓርታማታት ክትውንኑ ቀዳሞት ኩኑ!
እዚ ካብ ኣፓርታማ ንላዕሊ፡ ኣገባብ ህይወት ዝቕይር እዩ!
🌟 ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ዕድል፡ ብ10% ቅናሽ ግዝእዎ! 🌟
ንምሉእ ድሌትኩም ዝኸውን ዝተፈላለዩ ኣፓርታማታት ኣዳሊና ኣለና።
ሓደ መደቀሲ ዘለዎም ክፍሊታት፡ ንውልቀሰባት ወይ ንሓዳር ዝኸውን። ብ 15% ቅድመ ክፍሊት 539,841 ብር ከፊልኩም ወንኑ።
ክልተ መደቀሲ ዘለዎም ክፍሊታት፡ ንንኣሽተይ ስድራቤት ዝኸውን። 15% ቅድመ ክፍሊት 863,004 ብር ብምኽፋል ሃፍቲ ናይ ምውናን ጉዕዞኹም ጀምሩ።
ሰለስተ መደቀሲ ዘለዎም ክፍሊታት፡ ንዓበይቲ ስድራቤት ሰፊሕን ዘደንቕን። ብ 15% ቅድመ ክፍሊት 1,378,582 ብር ይርከብ።
እዚ ዘገርም ዕድል፡ ሕልሚ ገዛኹም ንምውናን ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ቀሊል ይገብሮ! ዋጋታት ካብዞም ዘገርሙ መጠናት ይጅምር።
📞 ሓቢርኩምና ንኽትሰርሑ ድሉዋት ዲኹም? ሕዚ ደውሉልና!
* ስልኪ ቁፅሪ: 0914706122 / 0342404080
📍 ቤት ፅሕፈትና : ኣክሱም ሆቴል ውርድ ኢልካ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ ንርከብ።
እዚ ዕድል ኣይሓልፈኩም! መጻኢ ህይወትኩም ምስ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ስርሑ!

🌟 ንመላእ ስዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌼ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ...
12/04/2026

🌟 ንመላእ ስዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌼
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?
✅ ምሉእ ዋንነት: ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ።
✅ ምችው ቦታ: ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
✅ ተመራፃይ ዋጋ: ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
✅ ዘመናዊ ዲዛይን: 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።
ፍሉይነት፡
🔌 ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክ: ናይ ባዕሉ 800KVA ጀነሬተርን ትራንስፎርመርን።
💧 ቀረብ ማይ: ናይ ባዕሉ ዓሚቕ ዒላ ማይ (Deep well)፣ ማይ መፃረይን ፓምፕን።
🛗 ሊፍት: 2 ዓበይቲ ዱፕሌክስ ሊፍትን ደረጃን (ካብ ቤዝመንት ክሳብ መወዳእታ)።
🅿️ ፓርኪንግ: ኣብ ቤዝመንትን ኣብ ደገን እኹል ፓርኪንግ ምስ ምችው መእተዊ ራምፕ።
🛡 ፀጥታ: CCTV ካሜራ ሲስተም ምስ ኮንትሮል ሩም፣ ሓለዋን 24 ሰዓት ድሕንነት።
📡 ቴክኖሎጂ: MATV (ናይ ቲቪ መስመር)፣ ኔትዎርክ፣ መብረቕ መከላኸሊ።
🔥 ድሕንነት: ዘመናዊ ናይ ሓዊ ባርዕ መጥፊኢ (Fire alarm) ምስ 2 ህፁፅ መውፅኢ።
🌳 ሓምለዋይ ቦታ: 400 ካሬ ዝሽፍን መዘናግዒ ግሪን ኤሪያ።
🗑 ፅሬት: ዘመናዊ ናይ ደረቕ ጓሓፍ መእለይ (Garbage Chute) ኣብ ኩሉ ደብሪ።
ንዝበለፀ ሓበሬታን ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ሓዱሽ ብስራት ንምስማዕን ተወከሱና!
📍 ኣድራሻና፡
ከተማ መቐለ፣ ትሕቲ ኣክሱም ሆቴል፣ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ።
📞 ስልኪ ቁፅሪ:
0922455860
0914706122

🌟 ንመላእ ስዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ  ስቕለት ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌼ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ  ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘ...
12/04/2026

🌟 ንመላእ ስዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓለ ስቕለት ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌼
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?
✅ ምሉእ ዋንነት: ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ።
✅ ምችው ቦታ: ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
✅ ተመራፃይ ዋጋ: ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
✅ ዘመናዊ ዲዛይን: 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።
ፍሉይነት፡
🔌 ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክ: ናይ ባዕሉ 800KVA ጀነሬተርን ትራንስፎርመርን።
💧 ቀረብ ማይ: ናይ ባዕሉ ዓሚቕ ዒላ ማይ (Deep well)፣ ማይ መፃረይን ፓምፕን።
🛗 ሊፍት: 2 ዓበይቲ ዱፕሌክስ ሊፍትን ደረጃን (ካብ ቤዝመንት ክሳብ መወዳእታ)።
🅿️ ፓርኪንግ: ኣብ ቤዝመንትን ኣብ ደገን እኹል ፓርኪንግ ምስ ምችው መእተዊ ራምፕ።
🛡 ፀጥታ: CCTV ካሜራ ሲስተም ምስ ኮንትሮል ሩም፣ ሓለዋን 24 ሰዓት ድሕንነት።
📡 ቴክኖሎጂ: MATV (ናይ ቲቪ መስመር)፣ ኔትዎርክ፣ መብረቕ መከላኸሊ።
🔥 ድሕንነት: ዘመናዊ ናይ ሓዊ ባርዕ መጥፊኢ (Fire alarm) ምስ 2 ህፁፅ መውፅኢ።
🌳 ሓምለዋይ ቦታ: 400 ካሬ ዝሽፍን መዘናግዒ ግሪን ኤሪያ።
🗑 ፅሬት: ዘመናዊ ናይ ደረቕ ጓሓፍ መእለይ (Garbage Chute) ኣብ ኩሉ ደብሪ።
ንዝበለፀ ሓበሬታን ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ሓዱሽ ብስራት ንምስማዕን ተወከሱና!
📍 ኣድራሻና፡
ከተማ መቐለ፣ ትሕቲ ኣክሱም ሆቴል፣ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ።
📞 ስልኪ ቁፅሪ:
0922455860
0914706122

12/04/2026

🌟 ንመላእ ስዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃነ ትንሳኤኡ ምስ ሙሉእ ስድራ ብሰላም ኣብፀሓኩም ! 🌼
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?

✅ ምሉእ ዋንነት: ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ።
✅ ምችው ቦታ: ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
✅ ተመራፃይ ዋጋ: ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
✅ ዘመናዊ ዲዛይን: 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።

ፍሉይነት፡

🔌 ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክ: ናይ ባዕሉ 800KVA ጀነሬተርን ትራንስፎርመርን።

💧 ቀረብ ማይ: ናይ ባዕሉ ዓሚቕ ዒላ ማይ (Deep well)፣ ማይ መፃረይን ፓምፕን።

🛗 ሊፍት: 2 ዓበይቲ ዱፕሌክስ ሊፍትን ደረጃን (ካብ ቤዝመንት ክሳብ መወዳእታ)።

🅿️ ፓርኪንግ: ኣብ ቤዝመንትን ኣብ ደገን እኹል ፓርኪንግ ምስ ምችው መእተዊ ራምፕ።

🛡 ፀጥታ: CCTV ካሜራ ሲስተም ምስ ኮንትሮል ሩም፣ ሓለዋን 24 ሰዓት ድሕንነት።

📡 ቴክኖሎጂ: MATV (ናይ ቲቪ መስመር)፣ ኔትዎርክ፣ መብረቕ መከላኸሊ።

🔥 ድሕንነት: ዘመናዊ ናይ ሓዊ ባርዕ መጥፊኢ (Fire alarm) ምስ 2 ህፁፅ መውፅኢ።

🌳 ሓምለዋይ ቦታ: 400 ካሬ ዝሽፍን መዘናግዒ ግሪን ኤሪያ።

🗑 ፅሬት: ዘመናዊ ናይ ደረቕ ጓሓፍ መእለይ (Garbage Chute) ኣብ ኩሉ ደብሪ።
ንዝበለፀ ሓበሬታን ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ሓዱሽ ብስራት ንምስማዕን ተወከሱና!
📍 ኣድራሻና፡
ከተማ መቐለ፣ ትሕቲ ኣክሱም ሆቴል፣ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ።
📞 ስልኪ ቁፅሪ:
0922455860
0914706122

Address

Tigray
Mekelle

Opening Hours

Monday 08:30 - 17:30
Tuesday 08:30 - 17:30
Wednesday 08:30 - 17:30
Thursday 08:30 - 17:30
Friday 08:30 - 17:30
Saturday 08:30 - 00:30

Telephone

+251914706122

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C. posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C.:

Share